ምንጻል ጥንሲ
ኣብ ኖርወይ ኣብተን ቀዳሞት 18 ሰሙናት ጥንሲ ምንጻል ጥንሲ ክትገብሪ እንተ ደሊኺ ባዕልኺ ኽትውስኒ መሰል ኣሎኪ። ኣብዚ ብዛዕባ መሰላትኪ፡ ብዛዕባ እተፈላለዩ ዓይነታት ምንጻል ጥንሲን ምኽርን መምርሕን ኣበይ ክትረኽቢ ኸም እትኽእልን ሓበሬታ ኽትረኽቢ ኢኺ።